አምስተርዳም 2018
አምስተርዳም 2018
ጸርፊ ንዓሌት ንሃይማኖት ንድኽነት ይኹን ንአተሓሳስባ ነወግዝ! ጸርፊ ስለዝተጻረፍካ ካብቲ ዝጽረፍ ብምንታይ ሓሽኻ? ጸርፊ ፍልጠት ወይ ብልሒ አይኮነን ጸርፊ ሓበሬታ እዉን አይኮነን ጸርፊ መለክዒ እንታይነትካ ግን እዩ!
Leverbaar
ጸርፊ ንዓሌት ንሃይማኖት ንድኽነት ይኹን ንአተሓሳስባ ነወግዝ!
ጸርፊ ስለዝተጻረፍካ ካብቲ ዝጽረፍ ብምንታይ ሓሽኻ?
ጸርፊ ፍልጠት ወይ ብልሒ አይኮነን
ጸርፊ ሓበሬታ እዉን አይኮነን
ጸርፊ መለክዒ እንታይነትካ ግን እዩ!
ስለዚ አሕዋት ካብ ጸርፊ ንቖጠብ
አሌክስ በየነ